ios ios

* ዓለም ለኻዊ ቤተክርስትያን

አገልግሎት ኩልግዜ ድ/ቀ አብ ሃርደርቫይክ ዝርከቡ ቤተክርስትያን ሐደ ዓለም ለኻዊ ቤተክርስትያን እዮ።አገልግሎት የዳሉ ።አገልግሎት ዝጅመረሉ ሰዓት 14:30 ድ/ቀ አብ ህንጻ ሴፋንጃ ስቴሽንላስ 121 ሃርደርቫይክ አብ ዝርከብ ህንጻ እዮ።ንቆልዑት ፍሉይ መደብ አሎ።አብ አገልግሎት ብዝተፈላለየ ቃንቃ ዝተተርጎመ አገልግሎት ይወሃብ ድሕሪ አገልግሎት ዕላል ምስ አባላት ናይ ምጽላይ ግዜ አሎ።

* አብ ውሽጢዚ ዘለው መደባት


ቦታ Jacob Catsstraat 3 Harderwijk
ናይ አወዳት ምሸት ሰሙናዊ ሐሙስ ምሸት ካብ ሰዓት 19:00 ናይ አወዳት ጉጅለ ብሐጎስ ይካየድ። ናይ ሻሂ ቡን ግዜ ናይ ዕላል ግዜ ይህሉ። አብ ዓመት ብፍሉይ ናይ ስፓርት ግዜ ወይ መግቢ ቡፌ ንጥፈታት ይካየድ። ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0613993623 ተወከሱ ወይ ብኢመይል [email protected]

* ካልኦት ምንቅስቃሳት

የዕሩክ ስደተኛታት አብ ሃርደርቫይክ ዝነብሩ ሕብረተሰብ ንስደተኛታት ናብ ገዛውቶም ይዕድሙ ወይድማ ስደተኛታት ይዕድሙ ።ንአብነት አብ 2ተ ሰሙን ወይ 4ተ ሰሙን ሐንሳብ ናይቲ ዝዓደመ ናብራዊ ኩነታት ናይቲ ሰደተኛ ታሪክን ናይ ሐባራዊ ጥቅሚ ብምርአይ አብ ደቂሰባት ጽቡቅ ዝኾነ ርክብ ምህላው ነረጋግጽ።ንዝበለጸ ሐበሬታ Geriska ቁ/ ስልኪ 0616264320 ብምድዋል ወይድማ ብኢመይል [email protected] ብFacebook ስዓቡና።

ኩለንትናዊ ፍጻሜታት ንምክትታል አብ ገጻት Facebook ተመልከቱ https://www.facebook.com/internationalchurchharderwijk ምስ ትዕዘቡ ደስ ይብለና።

https://www.youtube.com/channel/UCYBcCppCmWyUJ_ojtGeEjLg